ゲタチュー・レダ
ፍሉይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጓንግ ኮንግ ብዛዕባ ዞባዊ ጉዳያት ንምዝርራብ ኣብ ኢትዮጵያን ምብጻሕ የካይድ ኣሎ።
እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ ዘሎ ወኪል፡ ምስ ሰበሰልጣን ኢትዮጵያ ብምርኻብ ብዛዕባ ኣብ መንጐ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ተዘራሪቡ።
ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝኾነ ጌታቸው ረዳ ከምዝበሎ፡ ኣብቲ ምስቲ ፍሉይ ወኪል ዘካየዶ ርክብ ጉዳይ ሶማልያ፡ ሱዳንን ኤርትራን ተላዒሉ ነይሩ።
" መብርሂ ብምሃብ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ጀነራል ኣልቡርሃንን ዘካይድዎ 「 ዘለዉ ንጥፈታት ዘርዚረ」
「「」「」「」「」「」「」「」 ብምውህሃድን፡ ከምኡ'ውን ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ተኸታታሊ ናይ ሰብ-ኣልቦ 「 ኣካይዶም ናብቲ ዲፕሎማሰኛ ከምዝጠርዐ」ውን ይጠቅስ።
और देखें ተቓወምቲ ምዕጣቕን ምድጋፍን ደው ከብላ ኣለወን ክብል'ውን እቲ ኢትዮጵያዊ ሚኒስተር ገሊጹ'ሎ።
እንተኾነ "ኣብ ክንዲ ምትኳስ ምዝርራብ ዝበለጸ ምዃኑ ክልቴና ተሰማሚዕና" ብምባል'ውን ንዘተ ዘለዎ ቅሩብነት ኣሚቱ።
እቲ ፍሉይ ወኪል ዋና ጸሓፊ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ወኪል ኤርትራ ኣብቲ ውድብ ብምርኻብ ተመሳሳሊ ልዝብ ኣካይዱ ነይሩ።
ብብዝሒ ዝተነበ の終了
4 つ星 4 つ星「」「」「」 「「」 ቅድመ-ኩነት ኣቐሚጣ።
" ብወግዒ፡ ብዘየወላውል መገዲ፣ ጐነጽ፡ ምፍርራሕን ሓይሊ ምጥቃምን 「「」「」「」「 ከምዝገለጸትሉ ሶፊያ ተስፋማርያም ተነጽር።
" 「ኣይክእልን'ዩ」「ዝበለት ሶፊያ」 「「」
और देखें እታ ኣምባሳደር ገሊጻ።
ኣስመራ ንህወሓትን ዝርከብዎም ሓያሎ ኢትዮጵያውያን ተቓወምቲ ከምእትድግፍ'ያ ኣዲስ ኣበባ ክትከስስ ጸኒሓ።
ብወገን ኢትዮጵያ፡ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብ ይኹን ንምውናን ወተሃደራዊ ክትወስድ ከምእትኽል ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሰበስልጣንን ከፈራርሑ ምጽንሖም ይፍለጥ።
ኤርትራ ብወገና ነቲ ስግኣት ንምክልኻል ኣብ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ ሓይልታት ምክልኻል ናብ ዶባት ብምጽጋዕ ናይ ምኽታት ምንቅስቓሳት ክተካይድ ከምዝጸንሐት ጸብጻባት ካብታ ሃገር ይሕብሩ።
ソフィア・テスファマリアム
እዘን ኣብ ዝሓለፈ ልዕሊ ፍርቂ ክፍለዘመን እንተርፎ ኣብ ውሱን ዓመታት ካብ ኲናትን ኩነተ-ኲናትን ዘይዓረፋ ሃገራት ናብ ዳግማይ ደማዊን ኣዕናዊን ግጭት ክይኣትዋ ኣብቲ ዞባ ዓቢ ስግኣት ተፈጢሩ ይርከብ።
ሩስያን ቻይናን ዝርከብአን ምስ ክልቲአን ድሓን ዝምድና ዘለወን ሃገራት ነቲ ወጥሪ ንምህዳእ ዝርርብ ክግበር ክደፋፍኣ ጸኒሐን'የን።
እንተኾነ ዛጊት ብክልቲኡ ሸነኽ ናይ ልዝብ ይኹን ጽምዶ ሸውሃት ከምዘየሎ ዘቕርብኦ ዘለዋ ቅድመኩነታት ዝእምት'ዩ።
2025 年 ወኪል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ ከገልግል ብኣንቶንዮ ጉተረዝ ዝተመዘዘ'ዩ።
ኮንግ፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰፊሕ ተመኲሮ ዘለዎ ዲፕሎማሰኛ ኮይኑ፡ 2025 年 ምክትል ፍሉይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት (ፖለቲካዊ ጉዳያት) ኣብ ደቡብ ሱዳን ከምኡ'ውን ምክትል ሓላፊ ልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ደቡብ ሱዳን (ኣንሚስ) ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ'ዩ።
ተወሳኺ መርምር
ሓጸርቲ ቪድዮታት
መወዳእታ ሓጸርቲ ቪድዮታት




